15.8 C
Asmara
Thursday, March 2, 2023

ሰብ ጻዕዳ ሓሶትን ጻዕዳ ኮንጎ ማለሊታውያን

እዛ ካብ መባእታ ፍጥረታ አትሒዛ ብሓሶት ተወሊዳ: ብሓሳት ተጠሚቓ: ብሓሶት ነይራ ብሰንክ እኩይ ግብራ ድማ ብሕማቕ ዝጠፍአት መልአከ-ሓሶት ማለሊት: ሕጅ ብድሕር ሞታ ብዘገርም ሓሶት ኮስኪሳ ዘዕበየቶም ቀይድ-በተኽ ሓሰውቲ ደቃ: ንወድሰብ ብዘደንጽዉ ፈጠራታት ሓሳትን ይበል ብዘብል ተዋስኦ ጽርጊያታት ዝባና ቐሊዓ ክተርአይ ትውዕል አላ።
ራዛ ናይ ኣቡኡ ሓዛ!
እንተ ንሕና ኤርትራውያን ቅድሚ ምፍጣራ ኣብ ድቒ እንከላ ስለንፈልጣ: እዚ ተዋስኦ ሓሶታ አይሓደሰናን። ኢትዮጵያውያን የሕዋትና ግን ብሓሳት ማለሊታውያን እዝኖም ጸሚሞም ዐገሲ ከናድዩ ላዕልን ታሕትን ይብሉ አለው።
ተረፍ መረፍ ማለሊታውያን ካብተን ፋብራካታት ሓሶት ወያኔ ዝነበራ ዩኒቨርስቲታት ብዝልዓለ ደርጃ ሓሶት ዘመርቐቶም አዲኦም ምስጠፍአት: ኣብ ፈቐዶ ጽርጊያታት ኤውሮጳን ኣሜሪካን ብምንግርጋር ሓዘኖም ብተዋስኦታት ኣሰንዮም ይገልጹልና ኣለው።
እዚ ክድበስ ዘይክእል ሓዘን ድማ ኣብ ዘይዕረ ስን ኣእምሮኣዊ ቅልውላው ሽሚምዎም ይርከብ።
ሰብ ጻዕዳ ኮንጎ ማለሊታውያን ሙሉእ ጊዚኦም ጻዕዳ ሓሶት ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ስርሐይ ኢሎም ክዝርግሑ ይውዕሉ።
ሓሶት ግዜኣ በሊዓ ትበልይን መሰረት ዘይብላ ዓፍራ ስለዝኾነት: ዊዓሉ ከይሓደረ ድማ ውርደቶም ክሽከሙ ንርእ አሎና።
በዚ ኣጋጣሚ: ኤርትራን ኢትዮጵያውያን ብሓባር: ማለሊታውያን ብሉጻት ሓሰውቲ ዓለምና ተባሂሎም ናይ ሓሶት ኖቤል ሽልማት ክሽለሙ ጎስጋስ ክንጅምር ምኳና ክንሕብር ንፈቱ።

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

Must read

Towards Establishing A Society for All

Last week, the global community marked World Day of Social Justice (WDSJ). First proclaimed by the United Nations General Assembly during its sixty-second session in November 2007, WDSJ has...

EU Foreign Policy Chief’s Troubling Habit

Early last week, Josep Borrell, the European Union’s (EU) foreign policy chief, made some highly troubling comments about several African countries. Speaking about Russia's recent engagements in Africa and...

Highlighting Recent Eritrea-Kenya Engagement

Earlier this week, President Isaias Afwerki traveled to Kenya to meet with President William Ruto, following up on the latter’s visit to Eritrea late last year. During the two-day...

ጅግንነት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ 50 ዓመቱ

ዓርቢ 08 ታሕሳስ 1972፡ ቅድሚ 50 ዓመት፡ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣዲስ ኣበባ ሓደ ምንጋሩ ዘጸግም ፍጻሜ ተኻየደ። ኣብ ክሊ ዕድመ 24- 28 ዝርከቡ ሰለስተ ኤርትራውያንን ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያንን ንነፋሪት ንመገዲ...
- Advertisement -spot_img

More articles

- Advertisement -spot_img

Latest article