13.2 C
Asmara
Wednesday, November 30, 2022

ኤርትራን ንግስነት ሱዕዲ ዓረብን ዝምድነአን ናብ ንምብራኽ ዘትየን

ብምንስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ክልቲአን ሃገራት ዝመርሕዎ ርክባት ኤርትራን ሱዑዲ ዓረብን ኣብ ክልቲኣዊ ዝምድናታት ተምያይጡ። ዝምድናታት ክልቲአን ሃገራት ዘበርኽ ሓባራዊ ዘተ ኣካይዱ።

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

Must read

ናጽነት ከቢድ ዋጋ ከፊልካ ይመጽእ፣ ከቢድ ዋጋ እንዳኸፈልካ ድማ ይዕቀብ

"ዝሞተ ነይክሰስ ኣብ ሰማይ ነይሕረስ" እኳ እንተኾነ፣ ስቕ ዘየብል ክትዕዘብ እንከለኻ ስቕታ ኣይትመርጽን። "ኣዲኣ ገዲፋስ ሓትንኣ ትናፍቕ" ከምዝብሃል ብምኽንያት ሞት ንግስቲ ዓባይ ብርጣንያ ልዕልቲ ኤልሳቤጥ፣ መንግስቲ ኬንያ ናይ ሰለስተ...

ሓንጎል፡ ሓሞት፡ ደም

ኣብዚ ቀረባ ቕነ ንሓጺር እዋን ምስቲ ኣዝየ ዘድንቖ መራሒ ተራኺበ ከዕልል ዕድል ረኺበ ነይረ።  ምልክት ቃልሲ ኤርትራውያን ንናጽነትን ኣርካን ኣቦ ሰውራን ውሩይ መራሒ እዩ። ብትሑት ኣነባብራኡን ምቕሉልነቱን ዝፍለጥ ሰብ እዩ። ኣብ መዓልታዊ ህይወቱ ዝገብሮ ንጥፈታት ካብ ዝኾነ ተራ ዜጋ ዝተፈልየ ኣይኮነን። ከም ተራ ዜጋ ይኽደን፡ ኣብ መንጎ ህዝቡ ኣብ ንእሽቶ ገዛ ይነብር፡ ከምቲ ልምዲ ሕብረተሰብና ድማ ኣብ ኩሉ ማሕበራዊ...

The 3Bs, Brain, Bile and Blood

Recently I was fortunate enough to meet for a brief moment a leader I greatly appreciate. An icon of the Eritrean struggle for independence and a living legend. A...

Shida Friendship Forum

On the occasion of Eritrea’s 31st Independence Celebrations, Shida Media will live stream a panel discussion on Saturday 21st of May at 9AM LA time, 12PM NY time, 6PM...
- Advertisement -spot_img

More articles

- Advertisement -spot_img

Latest article